ክታበት

ኣብ’ዚ ገጽ መርበብ፡ ብዛዕባ ንህጻናት ዝወሃብ ክታበት ዝያዳ ሓበሬታ ክህበካ እየ። ብዛዕባ ስለምንታይ እዮም ኣብ ሃገረ ኔዘርላንድ፡ ህጻናት ዘይክፈሎ ናጻ ክታበት ዝረኽቡን እዚ ክታበት ዝወሃበሉ ኣገባብን ክሕብረካ እየ።